ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ሕትመት ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክተሕትም ስለዝደለየት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2013 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 27, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ቫት ዝተመዝገብሉን እንተነኣሰ ናይ ሰነ ውርሒ 2012 ቫት ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ
4 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
5 ዝርዝር ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቁፅሪ 360 ክወስድ ይክእሉ
6 እቲ ፐሮፎርማ 26/01/2013 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44