ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ን ፕሮጀክትታት ዝዉዕል ኣስፋልት ፒትመንን ካተር ፕላር ስፔር ፓርትታትን ንዕለት 25/01/2013ዓ/ም ዝክፈት ኣብ ጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ግልፂ ጨረታ ስለዝወፀአ ክትወዳደሩ እትደልዩ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2013 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 25, 2013 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተጫረቲ
1 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምፋክል ሰነድ ጨረታ ኣብ መቐለ አብ ዝርከብ ላጪ ክፍሊ ዕደጋ ምዕዳግ ትክእሉ