ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ መኾኒ ን ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ማለት እዉን ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ኣቅሑት ቢሮን ፣ ዕጥቂ ስፖርትን፣ ብስሩዕ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 19, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘፈር ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ፣ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን
2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
3 ተጫረቲ ንሕድሕድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል
4 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ዝገብር
5 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ክሳብ 04/02/2013ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ 04/02/2013 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት፡፡
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡
7 መከበሪ ጨረታ ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ቢሮን 7000 ፣ ዕጥቂ ስፖርትን 3000 ቅርሺ፣ ኣቅሑት ፅሬት 1000 ቅርሺ፣ ብስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 74 58 04 53/09 14 55 69 91 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡