ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሻ ካብ መደበኛ በጀት ን 2013ዓ/ም ኣብ ከተማ ዳንሻ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ንዝርከቡ ቀለብ ባኒ አወዳዲሩ ክምግብን ከምኡ እዉን ናይ ከተምኡ ኣብያተ ዕዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕላ ተሽከርከርቲ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ፅገና ጋረዥ ከካይድ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት
2 በቲ ዘፈር ቲን ናምበር ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ
3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ጉንበት 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራርድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
4 ፅገና ጋራዥ ካብ ደረጃ 2ተ ንላዕሊ ዝኮንኩም
5 ሰነድ ጨረታ ካብ 14/01/2013ዓ/ም ክሳብ 28/01/2013ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሻ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ
6 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 3000 ቅርሺ ፣ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
7 ጨረታ ዕለት 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ መዓልቲ ይክፈት
8 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ
9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን 35 መዓልታት ይከዉን
10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 08 39 86 /09 32 21 94 09