ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ቲን ከቅርብ ዝኽአል

2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/01/2013 ዓ/ም እስካብ 18/01/2013 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/01/2013 ሰዓት 09፡00

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/01/2013 ሰዓት 09፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42400158ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ