ቤት ፅሕፈት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕስኣ ንግልጋሎት ኣብ ወረድኡ ዘለዋ ቤት ፅሕፈታት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽተን ናይ ቢሮ ኣቅሑ፣ መሳርሒ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኤሌክትሮኒክስን፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 29, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 14, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ዝተሓደሰ መቕረባይነት 2012ዓ/ም ዘለዎ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፍልቲ ግብሪ ዘለዎም

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉብ ዝኮነ

5 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2012ዓ/ም ሒሳብ ተወሳኪ እሴት ዘቅርብ

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ከፊሉ ካብ ዕለት 14/01/2013ዓ/ም ክሳብ 28/01/2013ዓ/ም ክወስዱ ይክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ስፒኦ መኸበሪ ጨረታ ፣ ኣናእሽተን ናይ ቢሮ ኣቅሑ፣ መሳርሒ ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክስን 5000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 29/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከቡሉ ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 36 86 27 62 /0 9 1 4 14 23 77

ጨረታ መደብ

s