ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳሬክተር ዕደ/ፋይ/ንብ ምምሕዳርን ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ቀወምቲ ንብረት አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልዎም ዝግባእ ረቃሕታት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 18, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 12, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
bidding: search status closed

1 ማንም ሰብ ክገዝዕ ዝደሊ ክወዳደር ይክእል

2 ብዉዕሎም መሰረት ግዴታ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም

3 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 18/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6፡00 ሳንዱቅ ተዓሺጉ ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተወዳደርቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

4 ንጨረታ መኸበሪ ዝኸዉን ትሕጃ ብር 1000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ከዓ ብባንክ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ኣለዎም

5 ተጫረቲ ዘይምለስ 20 ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ በዓለ ሞያ ምዉሳይ ይካኣል

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 24 20

ጨረታ መደብ

s