ቤት ፅሕፈት ትል/ፋይ/ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣብ ክፍለ ከተመኡ ንዝርካባ ሴክተራት ኣጎልግሎት ዝዉዕላ መካይን ጋራጅ አወዳዲሩ ክፀግን ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ከተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ብክብሪ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 11, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 9, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነት ቲን ቁፅርን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም
2 ኣብቲ ፕሮፎርማ ማህተም ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ
3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ሰዓት4፡00 ይኸዉን
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይከዉን
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 57