ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ባነር መሪሕ ቃል ሕትመት ምሕታም ስራሕቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 11, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ቲን ከቅርብ ዝኽአል

2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 07/01/2013 ዓ/ም እስካብ 11/01/2013 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/01/2013 ሰዓት 03፡00

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/01/2013 ሰዓት 03፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42400158ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ