ኣብ መንጎ ናይ አፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ አመልክቱ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ብሽም ኣፈ/ተከሳ ኣይተ ደስታ ገ/ኪዳን ሓጎስ ዝፈለጥ ቦታን ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ዝርከብ መዋሰኒኡ ብምብራቅ ብምዕራብ መንገዲ ብሰሜን ብደቡብ ስፍሓቱ 175 ካ/ሜትር ኮይኑ ብመበገሲ ዋጋ ብር 10498/17.12/ ሓደ ሚሊዮንን ኣርባዓንን ትሽዓንተን ሽሕን ሽድሽተ ሚኢትን ሰብዓንን ሸዉዓተ ቅርሺ ነጥቢ ዓሰርተ ክልተ ሳንቲም/ ኮይኑ ቤት ፍርዲ ክጫረት ስለዝኣዘዘ ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት ድማ 17/02/2013ዓ/ም ካብ ሰዓት 3፡00 ክሳብ 6፡00 ኮይኑ ኣካል እንተሃልዩ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜን ቦታ ተተረኪቦም ንክጫረቱን ሰዓራይ ጨረታ ድማ 25% ከትሕዝ ዝክእልን እተ ዝተረፈ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ጠቅሊሉ ክከፍል ዝክእል ምኻኑ ሓወልቲ ቤት ፍርዲ ኣፍሊጡ