ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናዉቲ ኤሌክትሪክ ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2013 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 6, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘዘለዎ
2 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል
4 እዚ ፕሮፎማ ዕለት 08/01/2013ዓ/ም ናይ ሰዓት 02፡30 ተዓፅዩ 03፡00 ኣብ ማእኸል ኢቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት
5 ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
6 ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 48 99 04 23