ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቕሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲረ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 7, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መስከረም 4, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2012 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም፤
2 ቫት ተመዝገብቲን መቅረባይነት ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትክእሉ፣
3 ብዝወፀ ዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ፤
4 ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል ፤
5 ናይ ወርሒ ጉንበት 2012ዓ/ም ዲክለራስዮን ከቕርብ ዝኽእል
6 ሰነድ ጨረታ ብር 100 ከፊሉ ከዕድግ ዝክእል
7 ጨረታ መክበሪ 5% ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንዝክእል ንዝስዓሮ ንብረት 10% ዉዕሊ መክበረ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤
8 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 10/09/2020ኣ.ፈ (05/13/2012 ዓም) ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ 3ይ ደብሪ ብር 100 ዘይምለስ ብምኽፋል ምዉሳድ ዝክእል፤
9 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/09/2020 ኣ.ፈ (07/01/2013 ዓም) ሰዓት 4:00 ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 17/09/2020 ኣ.ፈ (07/01/2013 ዓም) ሰዓት 4:30 ይክፈት።
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-405095/405069/5113 ምድዋል ይከኣል።