ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ተቁ

ዓይነት መሸን

Model

መፍለይ

ዝርዝር ንብረት

መለክዒ

በዝሒ

Nissan

CWB450

44066-91271

Braking lining rear

Ea

200

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ክሳብ ዕለት 05/13/2012 ሰዓት 10:00 ሰዓት

3 ተወዳዳሪይ ሰዓሪ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትዝኣዝ ምስተዉሃበ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ከቅርብ አለዎም ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይክእል ተወዳደሪ ካብዚ ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከም ኣድላይነቱ ይስረዝ

ጨረታ መደብ