ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ዝርከብ መባእታዊ ሆስፒታል ሞኾኒ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ፣ መድሓኒትን ፣ ናዉቲ ሕክምናን፣አቁሑት ፅሬት ፣ መሳርሒ ሕትመትን ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 11, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጳጉሜን 2, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘፈር ስራሕ
2 መለለይ ቋፅሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለዎም
3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘቅርብ
4 ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ምሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
5 መቅረባይነት ዘሐደሱ
6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእል
7 እቲ ሰዓራይ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ን እቲ ንብረት ኣብ 15 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከቅርብ ዘከእል
8 ሰነድ ጨረታ መግዚኢ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ሞኮኒ መባእታዊ ሆስፒታል ይኮዉን
9 መኸበሪ ጨረታ ሕድሕድ 5000.00 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ
10 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 02/13/2012ዓ/ም ክሳብ 11/ 01/2013ዓ/ም እዩ
11 ጨረታ ዝዕፀሉ ዕለት 11/ 01/2013ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ይከዉን
12 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 11/ 01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይከዉን
13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 46 64 06 89/09 23 30 26 58/09 25 06 78 54ደዊልካ ምሕታት ይካኣል