ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራ/ጨርጨርን ን ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ራያ ጨርጨርን ናይ መኪና ኣቅሑ ክጫርት ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ እዚ ናይ ዕደጋ ፕሮፎርማ ሰነድ ክተማልኡ ንላቦ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 5, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ነሓሰ 30, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 መፍለዩ ቲን ናምበር ዘለዎ
3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ
4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/13/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡30 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይኽዉን