ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ናይ መኪና ጎማ ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ለካቲት 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ዘቅርብ
2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርቡ
3 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ፍቃድ ዘለዎን ዘቅርብ
4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም
5 መኸበሪ ጨረታ ናይ መኪና ጎማ 5000 ቅርሺ ፣ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ምስ መረዳእታ ጨረታ ብዝተዓሸጉ ፖስታ አተሓሒዞም ከቅርቡ ኣለዎም
6 ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ብናይ ባልሎም መጓዓዝያ ናብ ትካልና ዘቅርቡ
7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 28/12/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 08/12/2013ዓ/ም ሰዓት8፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ዝክእሉ ኮይኖም ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 30 መዓልታት ይከዉን
9 ኮምሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77