ቤት ማዛጋጃ ከተማ የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን ምምሕዳርን በጀት ዓመት 2012 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 አዚ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2ተ ምዉሳድ ትክእሉ
2 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብትን ወርሓዊ ዲክሊሬሽን እትገብሩ
3 በዚ መስመር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
4 ቲን ናምበር መቕረባይነት ዘለኩም
5 ኣብዚ ዝወፀ ምልክታ ከጭብርብር ዝመኮረን ዘጭበርበረን ብሕጊ ተሓታቲ ከም ዝከዉን ን ቀፃሊ ኣብ ዝግበሩ ዕደጋታት ከም ዝእግድ
6 እዚ ጨረታ ዕለት 26/12/2012 ክሳብ 13/01/2013 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 13/01/2013 ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት እሱ ሰዓት 9፡30 ዝክፈት ይከዉን
7 መኸበሪ ጨረታ ብሲፒኦ 3000 ብር ዘቅርብ
8 እዚ ዝወፀ ጨረታ ዝሓሸ ኣመራፂ እንተተረኪቡ 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል ኣለዎ
9 ተጫረቲ እትጫረቱሉ ሰነድ ማህተም ክዓርፎ ኣለዎ
10 እዚ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ንተከታታሊ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን
ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ.ቁ 03 44 22 00 08 /09 14 94 23 37 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል