ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መደበኛ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ ካብ ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት

2 በዚ መሰረት ፕሮፎርማ ክሳብ 28/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትኽእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 28/12/2012ዓ/ም ሰዓት3፡30 ይኽፈት

4 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 56 63 / 03 44 40 43 46

ጨረታ መደብ