ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ብምዕራብ ገፅ ዝርከብ ሓፁር ብምፍራሱ ንከነስርሖ ንደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 15, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 15, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ ዝደልዩ ደረጃ 10 ዝኾኑ ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኻናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም
2 ተጫረቲ እቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ ተኸታተልቲ 40 መዓልቲ ከጠናቕቕ ዝክእሉ
3 ድሌየት ዘለዎም ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 100 ብር ንምኽፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ
4 ተጫረቲ ዝመልእዎ ሰነድ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ብኣካል ብምቅራብ ቅድሚ ዕለት 15/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ከቕርቡ ኣለዎም
5 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ 10000.00 ብብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንክታት ዝወሃብ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ኣብ ፖስታ ብምእታወ ከቕርቡ ኣለዎም
6 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ኣብ ዝተረኸበሉ ኣብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ዕለት 15/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ይክፈት
7 ንተወሳኺ ሓበሬታ 09 14 75 90 36
8 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ