ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 06/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/12/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት11፡00 ይኽፈት
5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15