ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ መኽዘን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም / መኽዘን ክራይ ልዕሊ 350 ካሬ ሜትር ዝድለየሉ ቦታ ዓይደር ሓሚዳ ኸባቢ በዝሒ 01
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 30, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን፣ መቅረባይ ሰርተፊኬት ፣ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቅርቡ አለዎም እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክከዉን አለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ዉድድር ኣይቀርብን
2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርበዎ ፕሮፎርማ ፌርማን ክቢ ማሕተምን ክዕርፍ አለዎም
3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/11/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/12/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣን ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይኽእሉ
4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/12/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9፡10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 36 56