ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጣንቃምላሽ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ንወረዳና ዘለዋ መኪና ንምፅጋን ናይ ኢድ ዋጋ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ቤት ዕዮና ይዕድም በዚ መሰረት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 1, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 30, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ናይ በዓል ዋና መሕተም ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዚኩም ተቕርቡ
3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሓደ ኮፒ ምስዚ አተሓሒዝኩም ተቕርቡ
4 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም
5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 28/11/2012- 1/12/2012ዓ/ም እስካብ ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ሰነድ መረከኒ ዕለት 01/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914249896/0914107833/0980240865