ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ን2008 ዓም በጀት ዓመት ንግልጋሎተ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ናይ ማይ ኤችዲፒኢ ትቦታትን መገጣጠሚኦምን ዝመሳሰሉ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 2, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ግቡእ ዘማላእኩምን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲዝኮንኩም ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 30 ጥሪ 2008 ዓም ክሳብ 14 ለካቲት 2008 ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም
ናይ ጨረታ ዕለት 14 ለካቲት 2008 ዓም እንትኮን 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ጽሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጥ ምካኑ ንሕብር
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344470092 /0914783798