ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ ተሽከርከርቲ ቴዮታ መካይን ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ 2013ዓ/ም ከፀግን ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ እቲ ስዒቡ ዘሎ ረቃሕታት ክተማልእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 7, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሓምለ 24, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን
2 ናይ 2012/13ዓ/ም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሃደሰን
3 ንሐደ ደኩመንትት ዘይምለሰ ብር 100 ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ፤
6 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 22/11/2012 ዓ/ም ክሳብ 07/12/2012 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ወ/ቆ/ተምቤን
7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 07/12/2012ዓ/ም ሰዓት 04:30 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 05:00 ይኽፈት
8 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ንሕድሕድ ብር 5000.00/ ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::
9 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344- 460052/03 44 46 01 16 ምድዋል ይከኣል::