ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ባይቶና መፅሓፍ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 27, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 28, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 23, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ክቕርብ ዝክእል

5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 27/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ክተቕርቡ ትክእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 27/11/2012ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይኽፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

ጨረታ መደብ

s