ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ን ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 20/11/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 22/11/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00
3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም
4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓድስን ናይ መቅረባይነት ዘለዎ
5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00
6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57