ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ካብ 2011 እስካብ 2012ዓ/ም ናይ ክልተ ዓመት አጠቃላሊ ምርመራ ሒሳብ ዝግበር ናይ ደገ ኦዲተር ክተወዳደሩ ትደልዩ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ ረቃሕታት ተማልኡ ክትወዳደረ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 27, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 27, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን
2 ብ SCCA ሰርቲፋይድ ዝኾኑ
3 ኣብ ሒሳብ ቦረድ በዓል ስልጣን ፍቃድ ስራሕ ከቕርብ ዝኽእል
4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 16/11/2012ዓ/ም እስካብ 27/11/2012ዓ/ም ይከዉን
5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 27/11/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት6፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 251-034-440-03-36/40-69-68