ትካልና ሓርበል ንግድን ኢንድስትሪን ሓላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ኣብ መቀለ ዓይደር ፋብሪካ ደስታ አረቂ ኣብ ዝነበረ ኣብ ዝርከብ ቢሮና እትርከብ ዘገልገለት መኪና ብዘላቶ ኩነታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ኣካላት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 28, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 29, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሰነ 20, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ብኣካል መፂእኩም እታ መኪና ብምርኣይ ካብ ዕለት 19/10/2012ዓ/ም ክሳብ 28/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድ/ቀትሪ ዋጋኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ቢሮና ናብ ዝተዘጋጀወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ንክተቅርቡ እንትነፍልጥ
2 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 28/10/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00ድ/ቀትሪ ይኸዉን
3 ትካልና ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ተ.ቁ | ዓይነት መኪና | ሞዴል | ኮድ ቁፅሪ | ሴሌዳ ቁፅሪ |
ኣዉቶሞቢል | CSIASNAL | JMPSNCA2U002382 | ትግ-03-06599 |
4 ኣብ ባንኪ ዝተዘጋጀወ 10000.00 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክአል
5 ናይ ስም መዘዋወሪ ክፍሊትን ካልኦት ወፃእታት ክሽፍን ዝኽእል
6 ናይዚ ጨረታ አሸናፊ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ሒሳብ ከፊሉ ከልዕል እንተዘይክኢሉ ብስፒኦ ዝተተሓዘ ገንዘብ ናብ ትካልና ኣታዊ ኮይኑ ድጋሜ ጨረታ ይወፅእ
ንተወሳኪ ሓበሬታ +251 34 440 28 05/ 034 559 07 03