ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሬት ኣቀሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ መኪና ጌጣጌጥ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 23, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሰነ 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ዘቅርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት

4 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/10/2012ዓ/ም ክሳብ 23/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቅ/ሰዓት ክተቅርቡ እትኽእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 23/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምም/ዳር ቢሮ ቁፅሪ 317 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 14ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ጨረታ መደብ

s