ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ልምዓት እቶትብ ፋይናንስ ምምሕዳርን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈልሲ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ / ፈልሲ ማንጎ ዘይተዳቀለ 1500፣ ፈልሲ አቨካዶ ዘይተዳቀለ 1500፣ ፈልሲ ኣራንሺ ዘይተዳቀለ 2000/
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር
2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም እስካብ 19/10/2012ዓ/ም ምዉሳድ ይካኣል
3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 19/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ቅ/ሰዓት ይክፈት
4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03