ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 16, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም
4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ክቕርብ ዝክእል
5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም ክሳብ 18/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ክተቕርቡ ትክእሉ
6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 18/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይኽፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70