ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕደግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም :: fR pad kit 01፣ ሽቶ ናይ መኪና 09 ፣ ዳሽቦርድ ቅብኣት05 ፣ ናይ ጭቃ መረጋገፂ01

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2012 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 10፡00 ይኸዉን

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ሰርተፊኬት ናይ መቕረባይን ሰርተፊኬት ከተቕርቡ ንሕብር

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

ጨረታ መደብ

s