መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጣዉላ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም /ጣዉላ በዝሒ 9ሺሕ ቦታ ዉቅሮ /
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 2, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 2, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሰነ 13, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይዚ ጨረታ ተሳተፍቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ምግዲ ፍቃድን ከቕርብ ዝኽእል
2 ቫት ምዝጉቡን ዝኾነ ናይ ግብሪ ከፈልቲ ሰነድ ከቕርብ ዝኽእል
3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 19/06/2012-09/07/2020ኣ/ፈ ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ
4 ጨረታ ዕለት 09/07/2020ኣ/ፈ ሰዓ 8፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ወኮቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት
5 ተጫረቲ ብር 5000 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ዓሺጎም ብ ስፒኦ ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ ጥረ ገንዘብ ብ ፖስታ ዘይተዓሸገ ተቀባልነት የቡሉን
6 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምኻኑ ክጠቕሱ ይግባእ
7 ተጫረቲ ናይ ትራንስፖርት መፅዓንን መዉረድን ክፍሊት ባዕሎም ይሽፍኑ
8 ትካልና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ +251 -03 44 40 68 03