ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ዝዉገዱ ናዉትታት ንሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲርና ብጨረታ ክንሸይጥ ስለዝደለና ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 18, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 11, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ናይ 2012ዓ/ም ዝታሃደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ ፣ መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ

2 ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ሰዓራይነቱ ምስ ፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ እቲ ንብረት ካብ ማእኸል ኤግዚብሽን ጠቕሊሉ ክወስድ ዝኽእል

3 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም፣ ፌርማን ሰልኪ ቑፅርን ክህልዎ ይግባእ

4 እቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 10/10/2012 ክሳብ 18/10/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ንጉሆ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 40 25 29 / 03 44 41 41 90 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s