ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ዝተመረፃ ወረዳ ቀለምቲ ንቃል ኪዳን ሶቖጣ ዲክለሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባበርቲ ግልጋሎት ዝዉዕላ ሃይሉክስ መካይን ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ዝግቦኦም ቅድመ ኩነታት ከም ዝስዕብ ይኸዉን
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 13, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 11, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ 13/10/2012ዓ/ም ሰዓት3፡30 ይኽፈት
5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15