ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 9, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ሰዓት9፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15

ጨረታ መደብ