ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ሰራሕተኛ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 9, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 በቲ ዘርፊ ናይቲ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣

2 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል፣

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ይክፈት

4 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 63 63 ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s