ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ናይ ኤሌክትሮኒክስ/ Dell latitude laptop ባትሪ/ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 9, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 9, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 04/10/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ሰዓት3፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15

ጨረታ መደብ

s