ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትረኒክስ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥሪ 23, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
- ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት
1 በቲ መስመር ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ : መቅረባይነትን :: ቫት ተመዝጋባይ ዝኾኑን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሰብ ናብ ዝምልከቶ ዲክለር ዝገበረን መረዳእታ ኦርጊናልን ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
2 መኽበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብዝተረጋገፀ CPO /ቸክ/ ጥረ ገንዝብ መልክዕ ዝኽእል /ትኽእል
3 ሰንድ ጨረታ አዙ ምልክታ ካብ ዕለት 23/05/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 08/06 /2008 ዓ/ም ዘይምለስ ብር 30.00/ ሰላሳ ብር/ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቤ/ፅ/ተ/ፋናንስን ወ/ደ/ተምቤን ክትወስዱ ትክእሉ
4 ኣብ ጨረታ ዝቀርብ መጠን በጀት መሰረት 20% ምዉሳክን ምቅናስን ከጋጥም ይክእል
5 ቫት ተመዝገብቲ ዝምልኢዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸዉን አለዎ
6 እቲ ጨረታ ዕለት 9/06 /2008 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ አብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት
7 እዚ ጨረታ ኩሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ይካየድ
8 ኣብቲ ጨረታ ዝኾነ ዜጋ መፂኡ ክዕዘብ ንዕድም
8 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0343390402/034390012 ወይ ብአካል ምሕታት ይከአል እዩ