ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ቶሽባ ላፕ ቶፕ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን
2 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20 ክዕድግ ዝኽእል
3 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 01/10/2012ዓ/ም እስካብ 10/10/2012ዓ/ም ይከዉን
5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት3፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነ
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ