ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ መለስ ኣካዳሚ መንገዲ ህንፀት ፕሮጀክት ንዝተፈላዩ ናይ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት (small tools)፣ ፣ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ቲን ናምበር ዘለኩም ኣብ ናይ መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 25, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ናይ ሓደ ኣቅሓ ዋጋ ክኸዉን ኣለዎ
2 እቲ ዘሸነፈ ሽዑ ንሽዑ እቲ ንብረት ክረክብ አለዎ
3 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል
4 እቲ ፐሮጀክት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
5 ኣድራሻ ቃላሚኖ ሓሊፍካ ኣብ ዝርከብ ናይ መለስ ዜናዊ ኣካዳሚ ካምፓስ ዝስራሕ ዘሎ ህንፃ ዉሽጢ
6 እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ካብ 25/09/2012ክሳብ 27/09/2012 ሰዓት 8፡00