ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮ ቴራፒ ማእኸል ተረፍ ምህርቲ ዝኾነ ፕላስቲክ /poly propeplyne/ ንነዊሕ ዓመታት ክእከብ ዝፀነሐ ብሕጋዊ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ዘኒ ዝተጠቀሰ ንብረት ክትዕድጉን ክትወዳደሩን ድልየት ዘለኩም ንቲ ንብረት ብኣካል ብምርኣይ ኣብቲ ዝተቀመጠ ናይ ጨረታ ዕለት ብምርካብ ተሳተፊ ክትኮኑ ናይ ጨረታ ሕጊ ዝእዝዞን ዘፍቅዶን ኣማሊእኻ ክትቀርቡ ይዕድም
ኣድራሻ ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ፊት ንፊት ወረዳ እንደርታ ፍርድ ቤት ጎኒ ኢሜግራሽን
ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 27/09/2012ሰዓት 3፡30 ናይ ንጉሆ ይኸዉን