ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ግቢ ትምህርቲ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቕሑት ከም ጣዉላ ፣ ሎከራት ፣ ሓፂን መፂንን፣ ካልኦትን ዝኣመሰሉ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዝኮነ ድማ ካብዚ ንታሕተ ዝተረዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ዝምልከቶም ኣካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 29, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጉንበት 24, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2011ዓ/ም ንግድ ፍቃድ ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝኽእል
2 መለለዩ ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ምስ ፎቶ ኮፒ ንግዲ ፍቃድ ከትሕዙ ይግባእ
3 ኣብቲ ጨረታ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ናይቲ ትካል ማህተምን ሽምን ብግልፂ ክረአ ኣለዎ
4 ንሓፂን መፂንን ብኪሎ /ብኩንታል/ ንጣዉላን መሰል ዕንጨይትን ዉን ብተመሳሳሊ ንበይኑ ብኪሎ/ብኩንታል/ ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ኣለዎ
5 እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተባሃላ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ሒሳቡ ብምኽፋል ብናይ ባዕሉ መጓዝያ ካብ ቐፅሪ ቤት ትምህርትና ክወስድ ዝኽእል
6 ቤት ትምህርትና እቲ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
7 እዚ ጨረታ ዕለት 29/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ኣዳራሽ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 45 59 98 41