ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ናይ ቢሮ መሳርሒ ኣቅሑት /ፈርኒቸር ጠረፔዛ በዝሒ 25/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ትካል ዘዳልዎ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 8, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 9, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ
2 ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዘለዎ
3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ ዝቐርብ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ ፣ ናይ ወርሒ ጥሪ ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ከተቕርቡ እትኽእሉ
4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000.00 ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ
5 ዝተኣዘዘ ንብረት ኣሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረት 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መኸበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልታት አጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ
6 ምልክታ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 22/09/2012 ክሳብ 08/10/2012ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሺጉ 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት
6 ትካልና ካልእ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁ 03 44 41 85 56