ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ናይ ኮብልስቶን ምፅጋን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ኣብ 2012ዓ/ም ናይ ኮብልስቶን ማለት እዉን ምንፃፍ እምኒ ምፅጋን ስራሕ ስልጠና ዝወሰድኩም ልምዓት ጉጅለታት ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 22, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ብምንፃፍ እምኒ / ኮብልስቶን/ ስራሕቲ ኣብ 2012ዓ/ም ስልጠና ወሲድኩም ዝሓለፍኩምን ናይ ደቀቅቲን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ወረቀት ምስክር ዘለኩምን
2 ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ሳይት ሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን በበይኑ ብምዕሻግ ን3ቲኡ ፖስታታት ድማ ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ዝተደለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ኬዝቲም ዕደጋ ካብ 19/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ብነፃ ምዉሳድ ይካኣል
4 ጨረታ 04/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 77 87