ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ዝተመረፃ 2ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቆጣ ዲክለሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባባርቲ ትዉዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 19/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ጨረታ መደብ