ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ትሕዝቶ መሬት ዝኮነ ናይ መኪና ግልጋሎት ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 21, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን ናምበር

2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ

3 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ብናይ ባዕሉኩም መሊእኩም ከተቕርቡ እትክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/09/2012ዓ/ም ክሳብ 21/09/2012ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ

5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/09/2012 ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37

ጨረታ መደብ

s