ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ዝዉገዱ ንብረታት ዝተፈላለዩ ናይ ሴክተራት ጎማ ናይ መካይን ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣብ ሰነድ ጨረታ ብደንቢ ስለዝገልፅ ነገዚእኩም ንክትርእዩ ንሕብር
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,500.00
bidding: search status closed
1 እቲ ዝዉገድ ንብረት ቦታ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ክፍለ ከተማ ሰሜን ይርከብ
2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 18/09/2012ዓ/ም ክሳብ 28/09/2012ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕ
3 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ በዚ ዕለት 28/09/2012 ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ይክፈት
4 መኸበሪ ጨረታ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ወይ ካዓ ጥረ ገንዘብ ብር 2500.00 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
5 መሸጢ ሰነድ ጨረታ ዋጋ ብር 50 ዘይምለስ ይከዉን
6 እዚ ጨረታ ንቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10