ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን ዳ/ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ምም/ር ንብረት ታ.ቁ 4-01541 ት.ግ hzj78L ካብ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ
3 ናይ ግበሪ ከፈላይ ቁፅሪ ቲን
4 2% withholding tax ክከፍል ዝኽእል
5 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል
6 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት
7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 52 91 /03 44 41 51 52