ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 20, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 20, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 18, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 17/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/09/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡00 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ጨረታ መደብ

s